ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm17 ገጽ 6-7
  • ሰንበት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰንበት
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
CO-pgm17 ገጽ 6-7
ሰንበት ቅድሚ ቐትሪ ኣብ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2017 ንዚቐርብ መደብ ዜጕልሕ ስእሊ።

ሰንበት

“እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ”​—ማቴዎስ 24:13

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 121ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ብተጻዋርነት ንጕየ”

    • ክንዕወት ንጕየ! (1 ቈረንቶስ 9:24)

    • ብትግሃት ንሰልጥን (1 ቈረንቶስ 9:25-27)

    • ዘየድሊ ጾር ነልግስ (እብራውያን 12:1)

    • ነቶም ጽቡቕ ኣብነት ዝሓደጉልና ንምሰሎም (እብራውያን 12:2, 3)

    • መዓዛታት ዘለዎ ምግቢ ንመገብ (እብራውያን 5:12-14)

    • እኹል ማይ ንስተ (ራእይ 22:17)

    • ስርዓት እቲ ውድድር ንሓሉ (2 ጢሞቴዎስ 2:5)

    • ሽልማት ከም እንረክብ ንተኣማመን (ሮሜ 15:13)

  • 11:10 መዝሙር ቍ. 141ን ምልክታታትን

  • 11:20 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ተስፋ ኣይትቝረጹ! (ኢሳይያስ 48:17፣ ኤርምያስ 29:11)

  • 11:50 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 12:20 መዝሙር ቍ. 20ን ዕረፍትን

ሰንበት ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2017 ንዚቐርብ መደብ ዜጕልሕ ስእሊ።

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 57

  • 1:50 ድራማ፦ ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ​—3ይ ክፋል (ሉቃስ 17:28-33)

  • 2:20 መዝሙር ቍ. 54ን ምልክታታትን

  • 2:30 “ኣይኪድንጕን ድማ እዩ እሞ፡ . . . ተጸበዮ!” (ኣንባቆም 2:3)

  • 3:30 መዝሙር ቍ. 129ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ