ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm25 ገጽ 6-7
  • ሰንበት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰንበት
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
CO-pgm25 ገጽ 6-7
ስእልታት፦ ኣብ ናይ ሰንበት መደብ ዚጐልሕ ነገራት። 1. ሓንቲ ሳምራዊት ሰበይቲ ኣብ ጥቓ ዒላ ደው ኢላ ትርአ። 2. የሱስ ኣብ ምኵራብ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ቀሊዑ ይዛረብ።

ሰንበት

“ንኣቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዜምልኹላ ሰዓት ትመጽእ ኣላ”​—ዮሃንስ 4:23

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 140ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብ ዘረባ የሱስ ዚርከብ ትምህርቲ

    • • “ካብ ማይን ካብ መንፈስን እንተ ዘይተወሊዱ” (ዮሃንስ 3:3, 5)

    • • “ናብ ሰማይ ዝዓረገ ሓደ እኳ የልቦን” (ዮሃንስ 3:13)

    • • “ናብ ብርሃን ይመጽእ እዩ” (ዮሃንስ 3:19-21)

    • • “ኣነ . . . ንሱ እየ” (ዮሃንስ 4:25, 26)

    • • “ብልዐይ” (ዮሃንስ 4:34)

    • • “ግራውቲ ንዓጺድ ከም ዝጻዕደወ ርኣዩ” (ዮሃንስ 4:35)

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 37ን ምልክታታትን

  • 11:15 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ንእትፈልጥዎ ዲኹም እተምልኹ፧ (ዮሃንስ 4:20-24)

  • 11:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 84ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 77

  • 1:50 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦

    ወንጌል የሱስ፦ 3ይ ምዕራፍ

    “ኣነ . . . ንሱ እየ” (ዮሃንስ 3:1–4:54፣ ማቴዎስ 4:12-20፣ ማርቆስ 1:19, 20፣ ሉቃስ 4:16–5:11)

  • 2:35 መዝሙር ቍ. 20ን ምልክታታትን

  • 2:45 እንታይ ተማሂርና፧

  • 2:55 ኣብታ ዓባይ መንፈሳዊት ቤተ መቕደስ የሆዋ ንበሩ! (እብራውያን 10:21-25፣ 13:15, 16፣ 1 ጴጥሮስ 1:14-16፣ 2:21)

  • 3:45 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ