ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • th መጽናዕቲ 3 ገጽ 6
  • ኣጠቓቕማ ሕቶታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣጠቓቕማ ሕቶታት
  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕቶታት ብውጽኢታዊ መገዲ ምጥቃም
    ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
  • ግብራዊ ጥቕሚ ነጺሩ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
  • ጥቕስታት ግቡእ መእተዊ ተገይሩሉ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
  • ልቢ ንምትንካይ ጻዕሪ ተገይሩ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
ዝያዳ ርአ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
th መጽናዕቲ 3 ገጽ 6

መጽናዕቲ 3

ኣጠቓቕማ ሕቶታት

ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ

ማቴዎስ 16:13-16

ጽማቝ ሓሳባት፦ ተገዳስነት ንምልዕዓልን ተገዳስነት ሒዝካ ንምጽናሕን ሰማዕትኻ ኸም ዚሓስቡ ንምግባርን ኣገዳሲ ነጥብታት ንምጕላሕን ብሜላ ሕቶታት ሕተት።

ብኸመይ ከም እትገብሮ፦

  • ተገዳስነት ኣለዓዕልን ተገዳስነት ሒዝካ ጽናሕን። ንሰማዕትኻ ኸም ዚሓስቡ ዚገብሮም ወይ ንምፍላጥ ህንጥዮት ዜሕድረሎም ብልቦም ምላሽ ዚህቡሉ ሕቶታት ሕተቶም።

  • ብዛዕባ እቲ ርእሰ ነገር ከም ዚሓስቡ ግበሮም። ሰማዕትኻ ናብ ርትዓዊ መደምደምታ ምእንቲ ኺበጽሑ፡ ነቲ እተቕርቦ መጐተ ኺከታተሉ ዚሕግዞም ተኸታታሊ ሕቶታት ሕተቶም።

  • ኣገዳሲ ነጥብታት ኣጕልሕ። ቀንዲ ሓሳባት ምእንቲ ኸተላሊ፡ መሳጢ ሕቶ ሕተት። ኣገዳሲ ነጥቢ ድሕሪ ምግላጽካ ወይ እተቕርቦ መልእኽቲ ኽትድምድም ከለኻ፡ ሕቶታት ክለሳ ሕተት።

    ግብራዊ ምኽሪ

    ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ድሕሪ ምንባብካ፡ ካብቲ ዘንበብካዮ ፍቕዲ(ታት) ቀንዲ ሓሳብ ንምጕላሕ ሕቶታት ሕተት።

ኣብ ኣገልግሎት

ንሰማዒኻ ነቲ ኣብቲ ጕዳይ ዘለዎ ርእይቶ ኺገልጽ ሕተቶ። ንምላሹ ጽን ኢልካ ስምዓዮ። መዓስን ብኸመይን ብሜላ ሕቶታት ከም እትሓትት ንምፍላጥ ኣስተውዕል።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ