ንየሆዋ ብዅሉ ልብኹም ኣፍቅርዎ
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
9:40 ሙዚቃ 9:50 መዝሙር ቍ. 109ን ጸሎትን
10:00 ትርጉም “ፍቕሪ ኣምላኽ”
10:15 ፍቕሪ ንየሆዋ፡ ፍቕሪ ንሓውካ ማለት እዩ
10:30 “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ”
10:55 መዝሙር ቍ. 82ን ምልክታታትን
11:05 “ፍቕሪ ብዙሕ ሓጢኣት ትኸድን እያ”
11:35 ወፈያን ጥምቀትን
12:05 መዝሙር ቍ. 50
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 62
1:35 ተመክሮታት
1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ብህይወት ክሳዕ ዘለኹም ንየሆዋ ወድስዎ
ኣቱም ቈልዑ
ኣቱም መንእሰያት
ኣቱም ዓበይቲ
3:00 መዝሙር ቍ. 10ን ምልክታታትን
3:10 ንየሆዋ ብምሉእ ልብኹም ኣፍቅርዎ
3:55 መዝሙር ቍ. 37ን ጸሎትን