ንልቢ የሆዋ ኣሐጕስዎ!
ቅድሚ ቐትሪ
9:30 ሙዚቃ
9:40 መዝሙር ቍ. 29ን ጸሎትን
9:50 ንልቢ የሆዋ ኣሐጕስዎ!
10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንኣርባዕተ ባህርያት የሆዋ ቕድሕዎ
• ፍትሒ
• ኣጠቓቕማ ሓይሊ
• ጥበብ
• ፍቕሪ
11:05 መዝሙር ቍ. 81ን ምልክታታትን
11:15 ‘ብዙሕ ፍረ ብምፍራይ’ ንኣምላኽ ኣኽብርዎ
11:30 ወፈያን ጥምቀትን
12:00 መዝሙር ቍ. 49
ድሕሪ ቐትሪ
1:10 ሙዚቃ
1:20 መዝሙር ቍ. 28ን ጸሎትን
1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ንኣምላኽ ከተሐጕስዎ ትኽእሉ ኢኹም!—ብኸመይ፧
2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:30 መዝሙር ቍ. 35ን ምልክታታትን
2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንየሆዋ ኣሐጕስዎ
• ኣብ ህይወትኩም
• ኣብ ስድራ ቤትኩም
• ኣብ ጉባኤኹም
• ኣብ ማሕበረ ሰብኩም
3:40 “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”
4:15 መዝሙር ቍ. 110ን ጸሎትን