‘ብመንፈስን ብሓቅን ኣምልኹ’
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
9:50 መዝሙር ቍ. 85ን ጸሎትን
10:00 ‘ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ኣምለኽቲ እዩ ዚደሊ ዘሎ’
10:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ብመንፈስ ኣምልኹ’
• መምርሒ የሆዋ ንኺርድኣኩም ክትጽዕሩ ኸለኹም
• ተስፋ ኽትቈርጹ ኸለኹም
• ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዝያዳ ንምግባር ክትመጣጠሩ ኸለኹም
11:05 መዝሙር ቍ. 88ን ምልክታታትን
11:15 ንሓቂ ብኸመይ ‘ነግህዳ፧’
11:35 ጥምቀት፦ ትርጉም ጥምቀትኩም
12:05 መዝሙር ቍ. 51
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 72ን ጸሎትን
1:35 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ነቲ ቕኑዕን ጌጋን ብኸመይ ንፈልዮ፧
2:05 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:35 መዝሙር ቍ. 56ን ምልክታታትን
2:45 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ብሓቂ ኣምልኹ’
• ኣብ ስድራ ቤት
• ኣብ እተኸፋፈለት ዓለም
• ቍጠባዊ ጸገማት ኬጋጥመኩም ከሎ
3:30 ‘ንሓቂ ዓድግዋ እሞ ኸቶ ኣይትሽጥዋ’
4:00 መዝሙር ቍ. 29ን ጸሎትን