‘ነቲ ብስራት ከም እትበቕዑ ዄንኩም ንበሩ’
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
9:50 መዝሙር ቍ. 35ን ጸሎትን
10:00 እቲ ብስራት ብኸመይ ይቕይረኩም ኣሎ፧
10:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ እቲ ብስራት ንህይወቶም ብኸመይ ጸልይዎ፧
• እስጢፋኖስ
• ፊልጶስ
• ኣኪላስን ጵርስኪላን
• ቲቶስ
11:05 መዝሙር ቍ. 76ን ምልክታታትን
11:15 “ንኣምላኽ ብዘሎኩም ተወፋይነት ዚርአ ግብርታት” ኣይተቋርጹ
11:35 ጥምቀት፦ ወትሩ ‘ነቲ ብስራት ተገዛእቲ ኹኑ’
12:05 መዝሙር ቍ. 37
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 56ን ጸሎትን
1:35 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እምነትኩም ኣብ ምንታይ መርትዖ እተመስረተ እዩ፧
2:05 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:35 መዝሙር ቍ. 24ን ምልክታታትን
2:45 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ንርእስና ኸም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ጌርና ነርኢ ኣለና”
• ብተጻዋርነት
• ብለውሃት
• ብቕንዕና
3:30 ብኸመይ ኢኹም እትስልጥኑ ዘለኹም፧
4:00 መዝሙር ቍ. 29ን ጸሎትን