መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦
1. ‘እቲ መንፈስ ዚብሎ ዘሎ’ ኽንሰምዕ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ራእ. 1:3, 10, 11፣ 3:19)
2. ብትግሃት ክንዓይን ክንጻወርን ዚሕግዘና እንታይ እዩ፧ (ራእ. 2:4)
3. ንመስጐጕቲ ብትብዓት ክንዳሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ምሳ. 29:25፣ ራእ. 2:10, 11)
4. ነታ ኣብ የሱስ ዘላትና እምነት ምእንቲ ኸይንክሕዳ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧ (ራእ. 2:12-16)
5. ነቲ ዘሎና ኣጽኒዕና ኽንሕዝ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ራእ. 2:24, 25፣ 3:1-3, 7, 8, 10, 11)
6. ቅንኣትና ኽንዕቅብ እንታይ እዩ ዚሕግዘና፧ (ራእ. 3:14-19፣ ማቴ. 6:25-27, 31-33)
© 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
CA-brpgm26-TI