መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦
1. የሆዋ ኸመይ ዝበሉ ሰባት እዩ ዚደሊ ዘሎ፧ (ዮሃ. 4:23, 24)
2. ብሉጽና ንየሆዋ ኽንህብ መንፈስ ቅዱስ ብኸመይ ይሕግዘና፧ (ግብ. 16:6-10፣ 1 ቈረ. 2:10-13፣ ፊል. 4:8, 9)
3. ንሓቂ ብኸመይ ‘ነግህዳ፧’ (2 ቈረ. 4:1, 2)
4. ብሓቂ ምምላኽ እንታይ የጠቓልል፧ (ምሳ. 24:3፣ ዮሃ. 18:36, 37፣ ኤፌ. 5:33፣ እብ. 13:5, 6, 18)
5. “ንሓቂ ዓድጋ እሞ ኸቶ ኣይትሽጣ” ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (ምሳ. 23:23)
© 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
CA-copgm26-TI