መእተዊ
እንታይ ይመስለካ፧
እዘን ቃላት እዚአንሲ ኺፍጸማ ድየን፧
“ኣምላኽ . . . ንብዘሎ ንብዓት ካብ ኣዒንቶም ኪደርዝ እዩ፣ ደጊም ሞት ኣይኪኸውንን . . . እዩ።”—ራእይ 21:3, 4።
እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ኣምላኽ ከመይ ገይሩ ነዚ ተስፋ እዚ ኸም ዚፍጽሞን እዚ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ከም ዘለዎን ትገልጽ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።