ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp16 ቍ. 5 ገጽ 2
  • መእተዊ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዜጸናንዕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
  • ‘ንዅሎም ሕዙናት ኣጸናንዓዮም’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ካብቲ “ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ” ዝርከብ ደበስ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
wp16 ቍ. 5 ገጽ 2

መእተዊ

እንታይ ይመስለካ፧

ናብራ እዛ ዓለም እዚኣ ጭንቂ ዝመልኦ እዩ። እሞ ደኣ ዜተኣማምን ሓገዝን ምጽንናዕን ኪህበና ዚኽእል ኣካል ኣሎዶ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦ “እቲ ኣቦ ርሕራሐን ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን . . . ኣብ ኵሉ ጸበባና የጸናንዓና እዩ።”—2 ቈረንቶስ 1:3, 4።

እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ኣምላኽ ነቲ ንዅላትና ዜድልየና ምጽንናዕ ብኸመይ ከም ዚህበና ትገልጽ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ