ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp17 ቍ. 3 ገጽ 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ምድሪ ናይ ሓቂ ፍትሒ ኺህሉ ደዀን ይኸውን፧
  • ኣምላኽ ንገሊኦም ሰባት ካብ ካልኦት ኣብሊጹ ይርእዮም ድዩ፧
  • የሆዋ ምንጪ ናይ ሓቂ ፍትሕን ጽድቅን ኢዩ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • “ኵሉ መገድታቱ ፍትሒ እዩ”
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • ፍትሒ ንምርካብ ዚቐርብ ጥርዓንሲ ተሰማዕነት ኪረክብ ድዩ፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ፍትሕን ጽድቅን ብምዝውታር ንየሆዋ ምሰልዎ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
wp17 ቍ. 3 ገጽ 16
እተፈላለየ ዓሌት ዘለዎም ሰባት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ምድሪ ናይ ሓቂ ፍትሒ ኺህሉ ደዀን ይኸውን፧

እንታይ ምበልካ፧

  • እወ

  • ኣይፋል

  • ምናልባት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

“የሆዋ ንትሑታት ከም ዚጣበቐሎም፡ ንድኻታት ድማ ፍትሒ ኸም ዚህቦም እፈልጥ እየ።” (መዝሙር 140:12) መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ናይ ሓቂ ፍትሒ ኸተምጽእ እያ።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ኣምላኽ ነዚ ሎሚ ዘሎ ዘይፍትሓውነት ይርእዮ እዩ፣ ኬዐርዮ ድማ እዩ።—መክብብ 5:8።

  • ፍትሒ ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ሰላምን ደሓንን ኬምጽእ እዩ።—ኢሳይያስ 32:16-18።

ኣምላኽ ንገሊኦም ሰባት ካብ ካልኦት ኣብሊጹ ይርእዮም ድዩ፧

ገሊኦም ሰባት . . . ኣምላኽ ንእተወሰኑ ሰባት ከም ዝባረኸ ወይ ከም ዝረገመ ኺኣምኑ ኸለዉ፡ ካልኦት ድማ ኣምላኽ ንዅሎም ሰባት ብማዕረ ኸም ዚርእዮም ይኣምኑ። እንታይ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

“ኣምላኽ ከም ዘየዳሉ . . . የግዳስ፡ ኣብ ኵሉ ህዝቢ፡ ንኣምላኽ ዚፈርሆን ቅኑዕ ዚገብርን፡ ብእኡ ቕቡል እዩ።” (ግብሪ ሃዋርያት 10:34, 35) ብኣረኣእያ ኣምላኽ፡ ኵሎም ሰባት ማዕረ እዮም።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ንዅሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን ህዝብታትን” ዚኸውን “ብስራት” ሒዙ ኣሎ።—ራእይ 14:6።

ብዛዕባ እቲ ኣብ ምድሪ ናይ ሓቂ ፍትሒ ዚሰፍነሉ እዋን ዝያዳ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 3 ርአ

ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ