ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp17 ቍ. 4 ገጽ 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መጽሓፍ ቅዱስ ጭንቀትካ ንምቍጽጻር ይሕግዝ ድዩ፧
  • ጭንቀት ይውገድ ደዀን ይኸውን፧
  • ኵሉ ጭንቀትኩም ኣብ የሆዋ ደርብይዎ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
  • ንዅሉ ጭንቀትካ ናብ የሆዋ ደርብዮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ጭንቀት
    ንቕሑ!—2016
  • ንጭንቀተይ ክዋጽኣሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
wp17 ቍ. 4 ገጽ 16
ሓንቲ ስድራ ቤት ኣብ ገነት

ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ሰባት ‘ብብዝሒ ሰላም ኣዝዩ ደስ ኪብሎም እዩ።’—መዝሙር 37:11።

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ጭንቀትካ ንምቍጽጻር ይሕግዝ ድዩ፧

እንታይ ምበልካ፧

  • እወ

  • ኣይፋል

  • ምናልባት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

“[ኣምላኽ] ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡ ንዅሉ ጭንቀትኩም ናብኡ ደርብይዎ።” (1 ጴጥሮስ 5:7) መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ካብ ጭንቀታትካ ዕረፍቲ ምእንቲ ኽትረክብ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእል መረጋገጺ ይህብ እዩ።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ብጸሎት ኣቢልካ ጭንቀትካ ዜፍኵሰልካ “ሰላም ኣምላኽ” ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።—ፊልጲ 4:6, 7።

  • ኣብ ርእሲ እዚ፡ ቃል ኣምላኽ ምንባብ ንውጥረት ክትቈጻጸሮ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።—ማቴዎስ 11:28-30።

ጭንቀት ይውገድ ደዀን ይኸውን፧

ገሊኦም ሰባት፡ ጭንቀትን ውጥረትን መናብርቲ ደቂ ሰብ ምዃኑ ይኣምኑ። ገሊኦም ድማ ካብ ጭንቀት እፎይታ ዚርከብ ኣብቲ ድሕሪ ሞት ዘሎ ህይወት ጥራይ ከም ዝዀነ ይኣምኑ። እንታይ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣምላኽ ንጠንቅታት ጭንቀት ኬወግዶ እዩ። “ደጊም ሞት ኣይኪኸውንን፡ ደጊም እውን ሓዘን ወይ ኣውያት ወይ ስቓይ ኣይኪኸውንን እዩ።”—ራእይ 21:4።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ሰባት ብሰላምን ብህድኣትን ኪነብሩ እዮም።—ኢሳይያስ 32:18።

  • ጭንቀትን ውጥረትን ኪርሳዕ እዩ።—ኢሳይያስ 65:17።

ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ በጃኹም ስደዱለይ ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብዛ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ እዚኣ፡ ኣብ ምዕራፍ 3 ርአ

ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ