መእተዊ
እንታይ ይመስለካ፧
መላእኽቲ ብሓቂዶ ኣለዉ እዮም፧ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦
“ኣቱም መላእኽቱ ዅልኹም፡ ኣቱም ብርቱዕ ዝሓይልኹም፡ ኣቱም ንድምጹ ተኣዚዝኩም ቃሉ እትፍጽሙ፡ ንየሆዋ ወድስዎ።”—መዝሙር 103:20።
እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መላእኽቲ እንታይ ከም ዚብልን ሎሚ ንህይወትና ብኸመይ ከም ዚጸልውዎን ትገልጽ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።