መእተዊ
እንታይ ይመስለካ፧
ኣብ ዩኒቨርስ እቲ ዝለዓለ ወሃብ ውህበት መን እዩ፧
“ኵሉ ጽቡቕ ውህበትን ኵሉ ፍጹም ውህበትን ካብ ላዕሊ፡ ካብቲ . . . ኣቦ ሰማያዊ ብርሃናት እዩ ዚወርድ።”—ያእቆብ 1:17።
እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና ኻብ ኵሉ ውህበታት ዝበለጸ ውህበት ከነማስወሉ ትሕግዘና።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።