ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሕዳር ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ግምቢ ዘብዐኛ
  • ሓቂ ምሃር
  • ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሕዳር ገጽ 1
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ሃገረ ጆርጅያ ብሮሹር ሕጕስቲ ስድራ ቤት ይዕድሉ

ኣብ ሃገረ ጆርጅያ ብሮሹር ሕጕስቲ ስድራ ቤት ይዕድሉ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 6 2017 | ካብ ኵሉ ዝበለጸ ውህበት እንታይ እዩ፧

ሕቶ፦ ኣብ ዩኒቨርስ እቲ ዝለዓለ ወሃብ ውህበት መን እዩ፧

ጥቕሲ፦ ያእ 1:17

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና ኻብ ኵሉ ውህበታት ዝበለጸ ውህበት ከነማስወሉ ትሕግዘና።

ሓቂ ምሃር

እተቐልዐ መጽሓፍ ቅዱስ

ሕቶ፦ ኣምላኽ መን እዩ ስሙ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 83:18

ሓቂ፦ ኣምላኽ፡ የሆዋ እዩ ስሙ።

ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ

ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ

መእተዊ፦ ነዛ ንስድራ ቤት እትምልከት ሓጻር ቪድዮ ነርኢ ኣለና። [ነታ መእተዊ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።]

መፋለጢ፦ ነታ ኣብታ ቪድዮ እተጠቕሰት ብሮሹር ከተንብባ እንተ ደሊኻ፡ ሓንቲ ብሮሹር ብናጻ ኽህበካ ወይ ካብ ወብ ሳይት ብኸመይ ከም እተራግፋ ኸርእየካ እኽእል እየ።

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ