ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ነሓሰ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቕሑ!
  • ሓቂ ምሃር
  • ብስራት ኣምላኽ
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ነሓሰ ገጽ 1
ኣብ ኣዘርባጃን፡ ክልተ ኣስፋሕቲ ንሓንቲ ሰበይቲ ብሮሹር ብስራት ኣምላኽ የበርክታላ

ኣብ ኣዘርባጃን፡ ኣስፋሕቲ ብሮሹር ብስራት ኣምላኽ የበርክታ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!

ንቕሑ! ቍ. 4 2017 | እምብዛ ትሑዝ ዲኻ፧

ሕቶ፦ ኣብ ኣጠቓቕማ ግዜና ሚዛናውያን ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ጥቕሲ፦ መክ 4:6

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ ቀዳምነት ብዛዕባ እንህቦ ነገራት ጠቓሚ ሓሳባት ተቕርብ።

ሓቂ ምሃር

እተቐልዐ መጽሓፍ ቅዱስ

ሕቶ፦ ስለምንታይ ኢና ተፈጢርና፧

ጥቕሲ፦ መዝ 37:29

ሓቂ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዝፈጠሮም ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምእንቲ ኺነብሩ እዩ።

ብስራት ኣምላኽ

ብስራት ኣምላኽ

ሕቶ፦ ብስራት ክንረክብ እንኽእል ካበይ ይመስለካ፧ [ነታ ብስራት ክትሰምዕ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣርእዮ።]

ጥቕሲ፦ ኢሳ 52:7

መፋለጢ፦ እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ “ዝሓሸ ብስራት” ተበስር፣ ከመይሲ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መልእኽቲ ዝሓዘት እያ።

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ