ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ነሓሰ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቕሑ!
  • ንቕሑ!
  • ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ነሓሰ ገጽ 1
ኣብ ቭየና፡ ኦስትርያ ሰብኣይን ሰበይትን ብኢንተርኮም ይሰብኩ

ኣብ ቭየና፡ ኦስትርያ ብኢንተርኮም ምምስካር

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!

ንቕሑ! ቍ. 4 2016 | ንልማዳትካ ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ

ሕቶ፦ ሰባት ንዘለዎም ሕማቕ ልማድ ብጽቡቕ ንምትካእ ኪጽዕሩ ዚግባእ ኰይኑዶ ይስምዓካ፧

ጥቕሲ፦ መክ 7:8ሀ

መፋለጢ፦ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ሰባት ምእንቲ ረብሓኦም ኢሎም ንዘለዎም ልማድ ብኸመይ ኪቈጻጸርዎ ኸም ዚኽእሉ ዚሕብር መሰረታዊ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጻ።

ንቕሑ!

ሕቶ፦ ኣብ ህይወት ዜጋጥም ለውጢ ዘይተርፍ ነገር እዩ። ነዚ ኽትዋጽኣሉ ዚሕግዝ ዝበለጸ መገዲ እንታይ እዩ ምበልካ፧

ጥቕሲ፦ መክ 7:10

መፋለጢ፦ [ነታ ኣብ ገጽ 10 እትጅምር ዓንቀጽ ኣርእዮ።] እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንለውጥታት ክንዋጽኣሉ ኺሕግዘና ዚኽእል ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ትገልጽ።

ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ

ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ

ሕቶ፦ ኵላትና፡ እንተላይ ኣባላት ስድራ ቤትናን ፈተውትናን ስም ኣሎና። ኣምላኽከ ስም ኣለዎዶ፧ መን እዩ ስሙ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 83:18

መፋለጢ፦ እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣምላኽ ዚምህረና ሓያሎ ኻልእ ነገራት ትገልጽ። [ገጽ 6ን 7ን ኣጕልሕ።]

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ