ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ለካቲት ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቕሑ!
  • ንቕሑ!
  • ንኣምላኽ ስምዓዮ
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ለካቲት ገጽ 1
ኣብ ኢንዶነዥያ፡ ብሮሹር ንኣምላኽ ስምዓዮ ተጠቒመን ይሰብካ

ኣብ ኢንዶነዥያ፡ ኣሓት ብሮሹር ንኣምላኽ ስምዓዮ ተጠቒመን ይሰብካ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!

መጽሔት ንቕሑ! ቍ. 1 2016 | ኣረኣእያኻ ጽልዋ ኣለዎ!

ሕቶ፦ እዛ እዋናዊት ንቕሑ! እንሀትልካ። ነዛ ኣብ ገጽ 2 ዘላ ሕቶ እሞ ኣስተብህለላ። ንስኻኸ እንታይ ኢልካ ምመለስካ፧

ጥቕሲ፦ ምሳ 24:10

መፋለጢ፦ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ምስዚ ዚሰማማዕ ተወሳኺ መሰረታዊ ስርዓታት ትገልጽ።

ንቕሑ!

ሕቶ፦ ጥዑያት ኣዕሩኽ ምምራጽ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ትሰማምዓሉዶ፧

ጥቕሲ፦ ምሳ 13:20

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ ብኸመይ ጥዑያት ኣዕሩኽ ከተጥሪ ኸም እትኽእል ዚገልጽ ገለ ግብራዊ ሓሳባት ሒዛ ኣላ። [ነታ ኣብ ገጽ 10-11 ዘላ ዓንቀጽ ኣጕልሓያ።]

ንኣምላኽ ስምዓዮ

ብሮሹር ንኣምላኽ ስምዓዮ

ሕቶ፦ ኣብ ከምዚኣ ዝበለት ዓለም ክትነብር ትደሊዶ፧ [ነቲ ኣብ ገጽ 2-3 ዘሎ ስእሊ ኣርእዮ፡ ድሕሪኡ መልሲ ተጸበ።]

ጥቕሲ፦ ኤር 29:11

መፋለጢ፦ እዛ ብሮሹር እዚኣ ንኣምላኽ ብኸመይ ከም እንሰምዖን ነቲ ንሱ ኣብ መጻኢ ንዓና ኣዳልዩልና ዘሎ በረኸት ብኸመይ ከም እንረኽቦን ትገልጽ። [ነቲ ኣብ ገጽ 4-5 ዘሎ ሓሳብ ተመያየጥሉ።]

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ