ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp18 ቍ. 1 ገጽ 16
  • እንታይ ይመስለካ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እንታይ ይመስለካ፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2018
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ኪሕግዘካ ይኽእል ድዩ፧
  • ኣምላኽ ዓርኩ ንኽትከውን ይዕድመካ
    ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእል ኢኻ!
  • ዓርኪ የሆዋ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዕርክነት እንታይ ይብል፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ናይ ሓቂ ዓርኪ ኸመይ ዝበለ እዩ፧
    ንቕሑ!—2014
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2018
wp18 ቍ. 1 ገጽ 16
ሰብ ሓዳር እናተዘናግዑ መጽሓፍ ቅዱስ የንብቡ

እንታይ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ኪሕግዘካ ይኽእል ድዩ፧

ገሊኦም ሰባት . . .

ዘይንጹሃት ወይ ሓጥኣን ኰይኑ ስለ ዚስምዖም፡ ኣዕሩኽ ኣምላኽ ኪዀኑ ኸም ዘይክእሉ ይሓስቡ እዮም። ካልኦት ድማ ኣምላኽ ብዛዕባና ኸም ዘይሓሊ ይዛረቡ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣምላኽ፡ ‘ናይ ቀረባ ዕርክነቱ ምስቶም ቅኑዓት እዩ’ ይብል። (ምሳሌ 3:32) ንኣምላኽ እንተ ተኣዚዝናዮ፡ ኣዕሩኹ ኽንከውን ንኽእል ኢና።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ኣምላኽ ዓርክና ኪኸውን ይደሊ እዩ።—ያእቆብ 4:8።

  • ኣምላኽ ከም ዓርክና መጠን ኪሕግዘናን ይቕረ ኺብለልናን ድልው እዩ።—መዝሙር 86:5።

  • ኣዕሩኽ ኣምላኽ፡ ንሱ ዚፈትዎ ይፈትዉ፡ ንሱ ዚጸልኦ ድማ ይጸልኡ እዮም።—ሮሜ 12:9።

ነታ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧ ዘርእስታ መጽሓፍ በጃኹም ስደዱለይ ንኣምላኽ ብዜሐጕስ መገዲ ብኸመይ ክትነብር ከም እትኽእል ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብዛ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ እዚኣ፡ ኣብ ምዕራፍ 12 ርአ። ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ