ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥሪ ገጽ 7
  • የሆዋ ብፍታዎም ዚዓይዩ ኣገልገልቲ ይደሊ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ብፍታዎም ዚዓይዩ ኣገልገልቲ ይደሊ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ መጽሓፍ እዝራ ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • እዝራ ሕጊ ኣምላኽ መሃረ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ኣብ ኣጸጋሚ እዋን፡ ተኣማሚንካ ኽትነብር ትኽእል ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ንፉዕ መምህር ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥሪ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዝራ 6-10

የሆዋ ብፍታዎም ዚዓይዩ ኣገልገልቲ ይደሊ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ኣይሁድ ምስ እዝራ ናብ የሩሳሌም ንምምላስ ካብ ባቢሎን ኪነቕሉ ኸለዉ

እዝራ ናብ የሩሳሌም ንምምላስ ምድላዋት ገበረ

7:6, 22; 8:26, 27

  • ናብ የሩሳሌም ተመሊሱ ኣምልኾ የሆዋ ኼስፋሕፍሕ ካብ ንጉስ ኣርታሕሻስታ ፍቓድ ረኸበ

  • እቲ ንጉስ ንእዝራ፡ ነታ ቤት የሆዋ ዚኸውን “ኵሉ ዝሓተቶ፡” ማለት ወርቅን ብሩርን ወይንን ዘይትን ጨውን ሃቦ፣ እዚ ኸኣ ብናይ ሎሚ ሕሳብ ልዕሊ 100,000,000 ዶላር ኣመሪካ ዚግመት እዩ

እዝራ፡ የሆዋ ንኣገልገልቱ ኸም ዜዕቍቦም ተኣመነ

7:13; 8:21-23

  • ናብ የሩሳሌም ንምምላስ ዚግበር ጕዕዞ ኸቢድ እዩ ነበረ

  • ሓደገኛ ብዝዀነ ኸባቢ ኣስታት 1,600 ኪሎ ሜተር ተጓዒዞም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም

  • እቲ ጉዕዞ 4 ወርሒ ኣቢሉ ወሰደ

  • እቶም እተመልሱ ድልድልቲ እምነትን ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ቕንኣትን ትብዓትን የድልዮም ነበረ

እዝራ ሒዝዎ እተጓዕዘ ነገራት . . .

ልዕሊ 750 ታለንት ወርቅን ብሩርን ወይ ዳርጋ ኽንዲ 3 ተባዕትዮ ሓራምዝ ኣፍሪቃ ዝኽብደቱ ወርቅን ብሩርን!

እቶም እተመልሱ ዘጋጠሞም ጸገማት . . .

ዘመትቲ ጭፍራ፡ ምድረ በዳ፡ ሕሱማት ኣራዊት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ