ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ለካቲት ገጽ 6
  • ካብ ነህምያ እንረኽቦ ጠቓሚ ትምህርቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ነህምያ እንረኽቦ ጠቓሚ ትምህርቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተቐዲስካ ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • “ነቲ እከይ ደኣ ብሰናይ ጌርካ ስዐሮ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ካብ መጽሓፍ ነህምያ ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • “ዎ ኣምላኸይ፡ ንጽቡቕ ሕሰበለይ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ለካቲት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ነህምያ 12-13

ካብ ነህምያ እንረኽቦ ጠቓሚ ትምህርቲ

ነህምያ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ብቕንኣት ተጣበቐሉ

13:4-9, 15-21, 23-27

ነህምያ ንዅሉ ኣቕሑ ጦብያ ኻብ መመገቢ ኣዳራሽ ቤተ መቕደስ ኣውጺኡ ይድርብዮ
  • ሊቀ ኻህናት ኤልያሺብ እቲ ዘይኣማንን ተቓዋምን ዝነበረ ጦብያ ጽልዋ ኺገብረሉ ፈቐደ

  • ኤልያሺብ ንጦብያ ኣብ መመገቢ ኣዳራሽ ቤተ መቕደስ ቦታ ሃቦ

  • ነህምያ ንዅሉ ኣቕሑ ጦብያ ኣውጺኡ ደርበዮ፡ ነቲ ኽፍሊ ኣንጽሆ፡ ንዅሉ ነገር ድማ ናብቲ ግቡእ ጥቕሚ ዚህበሉ ቦታኡ መለሶ

  • ነህምያ ንዅሉ ርኹስ ዘበለ ኻብ እስራኤል የወግዶ ነበረ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ