ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሚያዝያ ገጽ 2
  • ዝርርብ ንምጅማር እትሕግዝ ሓዳስ ዓምዲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዝርርብ ንምጅማር እትሕግዝ ሓዳስ ዓምዲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነዛ ዓምዲ ብኸመይ ከም እትጥቀመላ፦
  • መንፈሳዊ ዘረባ ይሃንጽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ብትራክትታት ጌርካ ብኸመይ ዝርርብ ከም እትጅምር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • (1) ሕቶ: (2) ጥቕሲ: ከምኡውን (3) ምዕራፍ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • ብዛዕባ ሓደ ጕዳይ ገሊጽካ፡ ንኽልቲአን መጽሔታት ኣበርክተን
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሚያዝያ ገጽ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

ዝርርብ ንምጅማር እትሕግዝ ሓዳስ ዓምዲ

ኣብ ልዕሊ እምነ መቓብር እተነብረት ዕምባባ ጽገሬዳ

ካብ ጥሪ 2016 ኣትሒዙ፡ ኣብ መወዳእታ ገጽ ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ “መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧” ዘርእስታ ሓዳስ ዓምዲ ኽትወጽእ ጸኒሓ እያ። እዛ ሓዳስ ዓምዲ እዚኣ ብዛዕባ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ዝርርብ ንምጅማር ክትሕግዘና ተባሂላ እያ ተዳልያ። እቲ ኣቀራርባ ምስቲ ኣብ ትራክትታትና ዘሎ ኣቀራርባታት ዚመሳሰል እዩ። ኣረኣእያ እቲ ሰብ ንኽትፈልጥ ዚሕግዝ ሕቶታት፡ ቅዱስ ጽሑፋዊ መልሲ ኸምኡ እውን ንምይይጥ ዚኸውን ተወሳኺ ነጥብታት ዝሓዘት እያ።

መብዛሕትኡ ግዜ፡ ባህ ዜብል ምይይጥ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ናብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ዚመርሕ። መንፈሳዊ ጥሜት ብዙሓት ሰባት ንምዕንጋል፡ ነዛ ሓዳስ ዓምዲ ተጠቐመላ።—ማቴ 5:6።

ነዛ ዓምዲ ብኸመይ ከም እትጥቀመላ፦

  1. ነቲ ብዓል ቤት ንሓንቲ ኻብተን ሕቶታት ዘለዎ ርእይቶ ሕተቶ

  2. ጽን ኢልካ ስምዓዮ፡ ርእይቶኡ ስለ ዝገለጸልካ ኸኣ ኣመስግኖ

  3. ነታ ኣብ ትሕቲ “መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧” እትብል ኣርእስቲ ዘላ ጥቕሲ ኣንብባ፣ ብዛዕባኣ ዘለዎ ርእይቶ ድማ ሕተቶ። ግዜ እንተ ኣልይዎ፡ በቲ ኣብ ትሕቲ “ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧” እትብል ኣርእስቲ ዘሎ ነጥብታት ተጠቒምካ ዝርርብካ ቐጽል።

  4. ነታ መጽሔት ኣበርክታ

  5. ተመሊስካ ኽትበጽሖን ነታ ኻልአይቲ ሕቶ ኽትመያየጡላን ቈጸራ ግበር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ