ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሚያዝያ ገጽ 8
  • ወፈራ ወረቐት ዕድመ ኣኼባ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ወፈራ ወረቐት ዕድመ ኣኼባ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክትዝክሮ ዚግብኣካ ነገራት
  • እንታይ ኢኻ ኽትብል፧
  • ተገዳስነት ክትኵስኵስ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
  • ወረቐት ዕድመ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ፍሉይ ወረቐት ዕድመ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ውጽኢታዊ ወፈራ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንበዓል ዝኽሪ ንምፍላጥ ዚግበር ወፈራ፡ 17 መጋቢት ኪጅምር እዩ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሚያዝያ ገጽ 8

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ወፈራ ዕድመ ኣኼባ ዞባ

ሓደ ናይ የሆዋ ምስክር፡ ኣብ ጥቓ ጽሑፋት ዝሓዘ ዓረብያ ዀይኑ ንሓደ ሰብኣይ ይምስክረሉ

ዓመት ዓመት፡ ነቲ ኣብ ኣኼባ ዞባ እነስተማቕሮ መንፈሳዊ ድግስ ብሃንቀውታ ኢና እንጽበዮ። ካልኦት ሰባት እውን ንሕያውነት የሆዋ ምእንቲ ኺጥዕምዎ፡ ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ምሳና ኺእከቡ ኽንዕድሞም ኢና። (መዝ 34:8) ኣካል ሽማግለታት፡ ወረቐት ዕድመ ብኸመይ ብዝበለጸ መገዲ ኽንዕድል ከም እንኽእል ኪውስኑ እዮም።

ክትዝክሮ ዚግብኣካ ነገራት

  • ኣኼባ ዞባኹም መዓስ እዩ፧

  • ወፈራ ዕድመ ዚጅምር መዓስ እዩ፧

  • ኣኼባታት ወፍሪ ኣገልግሎት ዚግበር መዓስ እዩ፧

  • ኣብዚ ወፈራ እዚ ሸቶታተይ እንታይ እዩ፧

  • ንመነመን እየ ኽዕድም መዲበ፧

እንታይ ኢኻ ኽትብል፧

ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ዞባ 2016

በቲ ልሙድ መገዲ ሰላም ምስ ተባሃሃልኩም፡ ከምዚ ኽትብል ትኽእል ኢኻ፦

“ንሰባት ናብ ሓደ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣኼባ ዚዕድም ወረቐት ዕድመ ኽንህቦም ብደረጃ ዓለምለኸ ፍሉይ ወፈራ ንገብር ኣለና። ዕለትን ሰዓትን ኣድራሻን እቲ ኣኼባ፡ ኣብዚ ወረቐት ዕድመ ሰፊሩ ኣሎ። ምሳና ሓቢርካ ኽትውዕል ባህ ይብለና።”

ተገዳስነት ክትኵስኵስ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

መጽሔት ንቕሑ!፡ ቍ.2 2016 | መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቕ መጽሓፍ ጥራይ ድዩ፧

ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ናብ ኣኼባ ዞባ ኽንዕድሞም ንደሊ እኳ እንተ ዀንና፡ ንዘርኣይዎ ዝዀነ ይኹን ተገዳስነት ንምዅስኳስ ንቑሓት ክንከውን ኣሎና።

ኣብ መወዳእታ ሰሙን፡ ምስታ ወረቐት ዕድመ መጽሔት ክትዕድል ትኽእል ኢኻ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ