ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ግንቦት ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ግምቢ ዘብዐኛ
  • ግምቢ ዘብዐኛ (ኣብ ድሕሪት ገጽ)
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ግንቦት ገጽ 1
ሰብ ሓዳር፡ ታብለት ተጠቒሞም ሓቢሮም የጽንዑ

ሰብ ሓዳር፡ ታብለት ተጠቒሞም ሓቢሮም የጽንዑ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ

መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 3 2016 | እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዚመውት

ሕቶ፦ እዘን ቃላት እዚአን ብሓቂ ዚፍጸማዶ ይመስለካ፧

ጥቕሲ፦ ራእ 21:3, 4

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ኣምላኽ ነዚ ተስፋ ብኸመይ ከም ዚፍጽሞን እዚ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ከም ዘለዎን ትገልጽ።

ግምቢ ዘብዐኛ (ኣብ ድሕሪት ገጽ)

ሕቶ፦ ነዛ ሕቶ እዚኣ እሞ ኣስተብህለላ። [ኣብ ገጽ 16 ኣብ እትርከብ ዓንቀጽ ንዘላ ናይ መጀመርታ ሕቶን ኣብኡ ቐሪቡ ንዘሎ ኣማራጺታትን ኣንብብ።] እንታይ ኢልካ ምመለስካ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 83:18

መፋለጢ፦ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ስም ኣምላኽ እንታይ ከም ዚብል ዝያዳ ትገልጽ።

መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

ሕቶ፦ ገሊኦም ሰባት፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣምላኽ ዚቈጻጸራ እዩ ዚመስሎም። እንተዀነ ግና፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ ኸምኡ ኸም ዘይምህር ትፈልጥዶ፧

ጥቕሲ፦ 1ዮሃ 5:19

መፋለጢ፦ እዛ መጽሓፍ እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ርእሰ ነገርን ካልእን ብሓቂ እንታይ ከም ዚምህር ብንጹር ትገልጽ።

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ