ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሓምለ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ግምቢ ዘብዐኛ
  • ግምቢ ዘብዐኛ (ኣብ ድሕሪት ገጽ)
  • ብስራት ኣምላኽ
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሓምለ ገጽ 1
ኣብ ካመሩን፡ ሓንቲ ኣስፋሒት ቈጽሊ ሻሂ ንእትቕንጥብ ሰበይቲ ብስራት ተበስራ

ኣብ ካመሩን፡ ሓንቲ ኣስፋሒት ቈጽሊ ሻሂ ንእትቕንጥብ ሰበይቲ ብስራት ተበስራ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 4 | መጽሓፍ ቅዱስ—ታሪኽ ዕቃበኡ

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ እንተ ዀይኑ፡ ካብቲ ንዕኡ ንምጥፋእ ዚግበር ዝዀነ ይኹን ጻዕሪ ኼምልጥ ከም ዚግብኦ ኣይትሰማምዓሉንዶ፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 40:8

መፋለጢ፦ እዘን ተኸታተልቲ ዓንቀጻት እዚአን፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ካብ ጥፍኣት ከም ዝደሓነ ዚገልጽ ዜደንቕ ዛንታ ሒዘን ኣለዋ።

ግምቢ ዘብዐኛ (ኣብ ድሕሪት ገጽ)

ሕቶ፦ ብዛዕባ እዛ ሕቶ እዚኣ እንታይ ርእይቶ ኸም ዘሎካ ኽፈልጥ ምደለኹ። [ነታ ኣብ ገጽ 16 ዘላ ቐዳመይቲ ሕቶ ኣንብባ።] ገሊኦም፡ ሃይማኖት ሰባት ዝፈጠርዎ ምዃኑ እዮም ዚኣምኑ። ገሊኦም ከኣ ኣምላኽ ብሃይማኖት ኣቢሉ ናብኡ ኸም ዜቕርበና ይሓስቡ። ንስኻኸ እንታይ ትብል፧

ጥቕሲ፦ ያእ 1:27፡ እ.ጽ.

መፋለጢ፦ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ እንታይ ከም ዚብል ትገልጽ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ንዘሎ እተወሰነ ነጥብታት ንምምይያጥ ካልእ መዓልቲ ኽመጽእ እኽእል እየ።

ብስራት ኣምላኽ

ብስራት ኣምላኽ

ሕቶ፦ ብዙሓት ሰባት፡ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ጋዜጣ ኸም ምንባብ ኰይኑ እዩ ዚስምዖም። ኣብዚ ተጠቒሱ ኻብ ዘሎ ትንቢታት፡ ኪፍጸም ከሎ ዝረኣኻዮ ወይ ዝሰማዕካዮ ኣየናይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:1-5

መፋለጢ፦ እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ ፍጻመ እዚ ትንቢታት ነቶም ንኣምላኽ ዜፍቅርዎ ብኸመይ ብስራት ከም ዚዀኖም ትገልጽ። [ትምህርቲ 1፡ ሕቶ 2 ኣጕልሕ።]

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ