ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ግንቦት ገጽ 3
  • ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ፍቓድ የሆዋ ገይሮም እዮብ ንጽህንኡ ብምሕላዉ ዓስቢ ረኸበ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • እዮብ ተጸሚሙ—ንሕናውን ንኽእል ኢና!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
  • የሆዋ ኻብ ስቓዩ ኣሕወዮ
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • “ንጽህናይ ኣይሓድግን እየ!”
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ግንቦት ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 38-42

ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ

የሆዋ ንእዮብ ምእንቲ ኤሊፋዝን ቢልዳድን ሶፋርን ኪጽሊ ትጽቢት ገበረሉ

42:7-10

ኤሊፋዝን ቢልዳድን ሶፋርን ዚሓርር መስዋእቲ እናቕረቡ፡ እዮብ ምእንታኦም ይጽሊ
  • የሆዋ ንኤሊፋዝን ንቢልዳድን ንሶፋርን፡ ናብ እዮብ ብምኻድ ዚሓርር መስዋእቲ ኬቕርቡ ነገሮም

  • እዮብ ምእንታኦም ኪጽሊ ትጽቢት ተገብረሉ

  • እዮብ ምእንታኦም ምስ ጸለየ፡ ተባረኸ

የሆዋ ንእዮብ ስለቲ ዘርኣዮ እምነትን ተጻዋርነትን ኣብዚሑ ባረኾ

42:10-17

  • እዮብ ምሉእ ጥዕና ረኸበ

    የሆዋ ንጸበባ እዮብ ኣርሓቖ፣ ምሉእ ጥዕና እውን ሃቦ

  • እዮብ ካብ ካልኦት ምጽንናዕ ይረክብ

    እዮብ ብዅሉ እቲ ዘሕለፎ ስቓይ ካብ ፈተውቱን ቤተ ሰቡን ናይ ሓቂ ምጽንናዕ ረኸበ

  • መጓሰ ኣባጊዕ

    የሆዋ ንብልጽግና እዮብ መለሶ፡ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበሮ ድማ ዕጽፊ ገይሩ ሃቦ

  • እዮብን ሰበይቱን ምስ ደቆም

    እዮብን ሰበይቱን ካልኦት ዓሰርተ ውሉዳት ወለዱ

  • እዮብን ሰበይቱን ምስ ቤተ ሰቦም

    እዮብ ብድሕሪኡ ን140 ዓመት ብህይወት ጸንሐ፣ ኣርባዕተ ወለዶ ናይ ምርኣይ ኣጋጣሚ ኸኣ ረኸበ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ