ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 38-44
የሆዋ ንዝሓመሙ ይድግፎም
እሙናት ኣገልገልቲ፡ የሆዋ ኣብ ግዜ ጸበባ ኸም ዚድግፎም ኪተኣማመኑ ይኽእሉ እዮም
ዳዊት ኣዝዩ ሓመመ
ዳዊት ንትሑታት ይሓልየሎም ነበረ
ዳዊት ብተኣምራዊ መገዲ ኺሓዊ ኣይጽበን እዩ ነይሩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ምጽንናዕን ጥበብን ደገፍን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠመተ
የሆዋ ንዳዊት ከም ሓደ ንጽህናኡ ዚሕሉ ሰብ ገይሩ ረኣዮ
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 38-44
ዳዊት ኣዝዩ ሓመመ
ዳዊት ንትሑታት ይሓልየሎም ነበረ
ዳዊት ብተኣምራዊ መገዲ ኺሓዊ ኣይጽበን እዩ ነይሩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ምጽንናዕን ጥበብን ደገፍን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠመተ
የሆዋ ንዳዊት ከም ሓደ ንጽህናኡ ዚሕሉ ሰብ ገይሩ ረኣዮ