ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ነሓሰ ገጽ 4
  • ብግዜ እርጋን ብመንፈሳዊ መዳይ ይለምዑ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብግዜ እርጋን ብመንፈሳዊ መዳይ ይለምዑ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣረጋውያን ኣገደስቲ ኣባላት ክርስትያናዊ ሕውነት እዮም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ‘ብዙሕ ፍረ ፍረዩ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ኣቱም መንእሰያት፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ትዓብዩዶ ኣለኹም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • የሆዋ ነቶም ‘ብተጻዋርነት ፍረ ዚፈርዩ’ የፍቅሮም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ነሓሰ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 92-101

ብግዜ እርጋን ብመንፈሳዊ መዳይ ይለምዑ

ሓደ ኣረጋውን ሓደ መንእሰይን ሓቢሮም ብጥቓ ኦም ስየ ይጐዓዙ

92:12

ኦም ስየ ንልዕሊ 100 ዓመት ይነብር፡ ምስ ኣረገ እውን ከይተረፈ ፍረ ይፈሪ እዩ

ኣረጋውያን ነዚ ዚስዕብ ብምግባር መንፈሳዊ ፍረ ይፈርዩ፦

92:13-15

  • ምእንቲ ኻልኦት ይጽልዩ

  • መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዑ

  • ኣብ ኣኼባታት ጉባኤ ይካፈሉን ሓሳብ ይህቡን

  • ተመክሮኦም ንኻልኦት የካፍሉ

  • ብምሉእ ልቢ ይሰብኩ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ