ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 2-3 ኣቱም መንእሰያት፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ትዓብዩዶ ኣለኹም፧ የሱስ ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ ንየሆዋ የገልግሎን ንወለዱ የኽብሮምን ስለ ዝነበረ፡ ሰናይ ኣብነት ሓዲጉ እዩ። ኣቱም መንእሰያት፡ በዚ ዚስዕብ መዳያት ንየሱስ ክትመስልዎ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧ 2:41, 42 ኣብ መንፈሳዊ ንጥፈታት ብምክፋል፦ 2:46, 47 መንፈሳዊ ፍልጠትኩም ብምዕባይ፦ 2:51, 52 ንወለድኹም ብምኽባር፦