ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ጢሞቴዎስ 1-3
ንሰናይ ግብሪ ተመጣጠሩ
ኣሕዋት ብግዜ ንእስነቶም ምምጥጣር ኪጅምሩ ዝበለጸ እዩ። ከመይሲ፡ ስልጠና ኺረኽቡን ምስ ዓበዩ ኣገልገልቲ ጉባኤ ኪዀኑ ኸም ዚኽእሉ ኼርእዩን ይሕግዞም። (1ጢሞ 3:10) ሓደ ሓው ኪመጣጠር ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ ነዚ ዚስዕብ ባህርያት ብምምዕባልን ብምርኣይን፦
ጥቕሚ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ።—km 7/13 2-3 ¶2
መንፈሳውነት።—km 7/13 3 ¶3
ትውክልቲ ዚግበሮን እሙንን ምዃን።—km 7/13 3 ¶4