ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 መስከረም ገጽ 6
  • “የሆዋ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “የሆዋ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዕቤት የሆዋ ዘይተመርማሪ እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • የሆዋ ብሳህሊ ዓብዪ እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 መስከረም ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 142-150

“የሆዋ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ”

145:1-5

ብኸዋኽብቲ ዘጌጸ ሰማያት

ዳዊት፡ ዕቤት የሆዋ ደረት ዘይብሉ ምዃኑ ምስ ተዓዘበ፡ ንዕኡ ንዘለኣለም ኪውድሶ ተደረኸ

145:10-12

ልክዕ ከም ዳዊት፡ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ንግብርታት ሓይሉ፡ ኣርእስቲ መዓልታዊ ዕላሎም ኪገብርዎ ይድረኹ እዮም

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ናብቲ ብኸዋኽብቲ ዘጌጸ ሰማያት ይጥምቱ

145:14

ሓደ ሰብ ኢድ ዚሕግዞ ሰብ ይሕዝ

ዳዊት፡ የሆዋ ንኣገልገልቱ ኺከናኸኖም ከም ዚደልን ከም ዚኽእልን ይተኣማምን ነይሩ እዩ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ