ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 5
  • ጥበብ ካብ ወርቂ ትበልጽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጥበብ ካብ ወርቂ ትበልጽ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ጽላል ጥበብ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • መዓር ምቁር ፈውሲ
    ንቕሑ!—2002
  • ‘እቲ ጥበብ ዝረክብ ብጹእ ኢዩ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ናይ ሓቂ ጥበብ ትጭድር ኣላ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ምሳሌ 12-16

ጥበብ ካብ ወርቂ ትበልጽ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ካብ ሰልዲ ወርቂ ዚኸብድ ጥቕላል ዝሓዘ ሚዛን

ጥበብ ኣምላኽ ኣዝያ ጠቓሚት ዝዀነ ስለምንታይ እያ፧ ነቶም ዚውንንዋ ኻብ ሕማቕ መገድታት ተድሕኖም፣ ብህይወት ከም ዚነብሩ ድማ ትገብሮም። ኣብ ኣመለኻኽታኦምን ኣብ ዘረባኦምን ኣብ ተግባሮምን ከኣ ኣወንታዊ ጽልዋ ኣለዋ።

ጥበብ ካብ ትዕቢት ተዕቍብ

16:18, 19

  • ዕቡይ ሰብኣይ

    ጥበበኛ ሰብ፡ የሆዋ ምንጪ ዅሉ ጥበብ ከም ዝዀነ ይግንዘብ

  • ብፍላይ ዕዉታት ሰባት ወይ እቶም ዝያዳ ሓላፍነት እተቐበሉ ሰባት፡ ካብ ትዕቢት ኪጥንቀቑ ኣለዎም

ጥበብ፡ ጥዑም ዘረባ ኸም እትዛረብ ትገብር

16:21-24

  • ሓደ ሰብኣይ ይዛረብ፡ ካልእ ድማ ይሰምዕ

    ጥበበኛ ሰብ፡ ኣብ ካልኦት ሰናይ ምእንቲ ኺረክብን ብዛዕባኦም ጽቡቕ ምእንቲ ኺዛረብን ልቦና ይጥቀም

  • ጥበብ ዝሓዘ ቓላት፡ ተሪር ወይ ዜፋጥጥ ዘይኰነስ፡ ዜእምንን ከም መዓር ጥዑምን እዩ

ትፈልጥዶ፧

ጎጎ መዓር

መዓር ብቐሊሉ ምስ ሰብነት ይወሃሃድ፣ ቀልጢፉ ድማ ናብ ሓይሊ ይቕየር። ጥዑም ስለ ዝዀነን ፈውሲ ዀይኑ ስለ ዜገልግልን ከኣ ኣኽቢርካ ይርአ።

ልክዕ ከምቲ መዓር ንሰብነት ጽቡቕ ዝዀነ፡ ባህ ዜብል ቃላት እውን ብመንፈሳዊ መዳይ የሐድስ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ