ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 7
  • “ንቘልዓ በታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣሰልጥኖ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንቘልዓ በታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣሰልጥኖ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ዕላማ ተግሳጽ ምርድኡ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ኣቱም ወለዲ: ንደቅኹም ብፍቕሪ ኣሰልጥንዎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ንደቅኻ ብኸመይ ክትግስጾም ይግባእ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ምሳሌ 22-26

“ንቘልዓ በታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣሰልጥኖ”

ኣቦን ወድን ኣቕሑ ኻይላ ኺሰርሑ ኸለዉ፡ ኣደ ምስ ጓላ ጥቕላል ተንብብ

መጽሓፍ ምሳሌ ንወለዲ ዚኸውን ጽቡቕ ምኽሪ ዝሓዘት እያ። ልክዕ ከምቲ ሓንቲ ተኽሊ ብውልዶኣ ኸላ እንተ ቐኒዓ ዕቤታ ዚጽሎ፡ ቈልዑ እውን እንተ ሰልጢኖም ምስ ዓበዩ ንየሆዋ ናይ ምግልጋል ዝንባለ ይህልዎም።

22:6

  • ሓደ ሰብ ንሓንቲ ተኽሊ ምስ ዕንጸይቲ ይኣስራ

    ንቘልዑ ብግቡእ ምስልጣን ብዙሕ ግዜን ጻዕሪ ይሓትት

  • ወለዲ ንደቆም ሰናይ ኣብነት ኪዀንዎም ኣለዎም፣ ብጥንቃቐ ኺምህርዎምን ኪምሕጸንዎምን ኬተባብዕዎምን ኪግስጽዎምን እውን ኣለዎም

22:15

  • ተግሳጽ ንኣእምሮን ንልብን ዜቃንዕ ብፍቕራዊ መገዲ ዚዋሃብ ስልጠና እዩ

  • ቈልዑ እተፈላለየ ተግሳጽ የድልዮም

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ