ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሕዳር ገጽ 6
  • “ብመዓልትታት ንእስነትካ ነቲ ዓብዪ ፈጣሪኻ ዘክሮ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ብመዓልትታት ንእስነትካ ነቲ ዓብዪ ፈጣሪኻ ዘክሮ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቲ ዓቢ ፈጣሪኻ ዘክሮ!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • ንህይወትካ ብዝበለጸ ተጠቐመሉ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ፈጣሪኦም ዝዝክሩ መንእሰያት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ክፉእ መዓልትታት ከይመጸ ንየሆዋ ኣገልግሎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሕዳር ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መክብብ 7-12

“ብመዓልትታት ንእስነትካ ነቲ ዓብዪ ፈጣሪኻ ዘክሮ”

ሰሎሞን ነቲ ምስ ዕድመ ምድፋእ ዚመጽእ ጸገማት ንምግላጽ ስእላዊ ዘረባ ተጠቕመ

ሓደ መንእሰይ ቀጥ ኢሉ ደው ይብል፡ ሓደ ኣረጋዊ ኸኣ ምርኵስ ሒዙ ደው ይብል

12:1, 13

  • ብዙሓት መንእሰያት ጥዕናን ሓይልን ስለ ዘለዎም ንዜጋጥሞም ዜሐጕስን በዳህን ዕዮ ኺዋጽኡሉ ይኽእሉ እዮም

  • መንእሰያት ዓቕሞም ብዕድመ ምድፋእ ቅድሚ ምድራቱ፡ ንግዜኦምን ንሓይሎምን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኬውዕልዎ ኣለዎም

ብመዓልትታት ንእስነትካ ዘሎካ ኽእለት ተጠቒምካ ብምግልጋል ነቲ ዓብዪ ፈጣሪኻ ዘክሮ

12:2-7

  • ኣንስቲ ብመስኰት ይጥምታ

    ፍቕዲ 3፦ “ብመሳዅቲ ዚጥምታ ጠመትቲ . . . ይጽልምተን”

    ናይ ምርኣይ ጸገም

  • ኣንስቲ ይዝምራ

    ፍቕዲ 4፦ “ደረፍቲ ኣዋልድ . . . ይልሕትታ”

    ናይ ምስማዕ ጸገም

  • ሸውሃት ዚኸፍት ፍረ

    ፍቕዲ 5፦ “ሸውሃት ዚኸፍት ፍረ . . . ይነቅዕ”

    ምዕጻው ሸውሃት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ