ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ታሕሳስ ገጽ 8
  • ንስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃም ስልጣን የስእን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃም ስልጣን የስእን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተግሳጽ— መርኣያ ፍቕሪ ኣምላኽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ትፈልጥዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ካብ ትንቢት ኢሳይያስ ዚጐልሕ ነጥብታት—2ይ ክፋል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ንስልጣን ኣኽብሮት ምሃብ ኣድላዪ ዝዀነ ስለምንታይ ኢዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ታሕሳስ ገጽ 8

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 17-23

ንስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃም ስልጣን የስእን

ሸብና “ኣብታ ቤት ሓላፍነት ዘለዎ” ኣመሓዳሪ ዀይኑ ዜገልግል ዝነበረ፡ ኣብ ቤት ንጉስ ህዝቅያስ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ካብ ንጉስ ቀጺሉ ስልጣን ዝነበሮ ንሱ ስለ ዝዀነ ድማ ብዙሕ ትጽቢት ይግበረሉ ነበረ።

ሸብና ንሰባት መቓብር ኪሰርሑሉ ይእዝዝ

22:15, 16

  • ሸብና ብዛዕባ እቲ ንህዝቢ የሆዋ ዜድልዮም ነገራት ኪሓሊ ነበሮ

  • ብስስዐ ተደሪኹ ንገዛእ ርእሱ ኽብሪ ደለየ

22:20-22

  • የሆዋ ንሸብና ብኤልያቂም ተክኦ

  • ኤልያቂም “መፍትሕ ቤት ዳዊት” ተዋህቦ፣ እዚ ድማ ንሓይልን ንስልጣንን የመልክት

ነዚ ዚስዕብ ሕሰበሉ፦ ሸብና ንስልጣኑ ንኻልኦት ንምሕጋዝ ብኸመይ ኪጥቀመሉ ምኸኣለ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ