ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥሪ ገጽ 2
  • የሆዋ ንህዝቡ ይከናኸኖም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንህዝቡ ይከናኸኖም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብኽፉት ኣእምሮ ኣጽንዕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • ድሕሪ ሓጺር እዋን ብዛዕባ ዚፍጸም ነገራት እተነግረ ትንቢት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ብመንፈስ ኣጸቢቕካ ትምገብዶ ኢኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • እቶም ብመገዲ ብርሃን ዝመላለሱ ዝረኽብዎ ሓጐስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥሪ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 24-28

የሆዋ ንህዝቡ ይከናኸኖም

የሆዋ ልክዕ ከም ሓደ ለጋስ ተቐባሊ ጋሻ፡ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ የቕርበልና።

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰባት ሓቢሮም ይምገቡ

‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ንዅሎም ህዝብታት፡ ድግስ ገይሩሎም ኣሎ’

25:6

  • ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰባት ሓቢሮም ምምጋቦም፡ ኣብ መንጎኦም ሰላምን ምሕዝነትን ከም ዘሎ ይሕብር ነበረ

“ድግስ መዓዛታት ዘለዎ መኣዲ፡ ድግስ ብሉጽ ወይኒ”

  • ድግስ መዓዛታት ዘለዎ መኣዲ፡ ድግስ ብሉጽ ወይኒ፡ የሆዋ ንዜዳልወልና ኣዝዩ ብሉጽ መንፈሳዊ ምግቢ የመልክት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ