ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መጋቢት ገጽ 6
  • ኣባላት ስድራ ቤትካ ንየሆዋ ኺዝክርዎ ሓግዞም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣባላት ስድራ ቤትካ ንየሆዋ ኺዝክርዎ ሓግዞም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንስድራ ቤታት ዚኸውን ሓገዝ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኣምልኾ ስድራ ቤትካ ብዝያዳ ዜሐጕስ ክትገብሮ ትኽእልዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • “እዚ . . . ቓላት ኣብ ልብኻ ይኹን”
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ብስድራ ቤት ኴንኩም ንየሆዋ ኣምልኽዎ
    ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መጋቢት ገጽ 6

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣባላት ስድራ ቤትካ ንየሆዋ ኺዝክርዎ ሓግዞም

ኣይሁድ ንየሆዋ ኣምላኾም ስለ ዝረስዕዎ፡ ኤርምያስ ጥፍኣት ከም ዜንጸላልዎም ኬጠንቅቖም ተመዚዙ ነበረ። (ኤር 13:25) እቶም ህዝቢ ናብዚ ዜሕዝን መንፈሳዊ ዅነታት ዝኣተዉ ብኸመይ እዮም፧ ስድራ ቤታት እስራኤል መንፈሳውነተን ኣጥፊአን ነበራ። ርእስታት ስድራ ቤት ነቲ ኣብ ዘዳግም 6:5-7 ተመዝጊቡ ዘሎ መምርሒ ኣይስዕቡን እዮም ነይሮም።

ኣደ ምስ ክልተ ደቃ ኣምልኾ ስድራ ቤት ትገብር፣ ሓንቲ ስድራ ቤት ኣብ እዋን ኣምልኾ ስድራ ቤት ካርታ መጽሓፍ ቅዱስ ትጥቀም

ብመንፈስ ድልዱላት ስድራ ቤታት ንርግኣት እተን ሎሚ ዘለዋ ጉባኤታትና ኣበርክቶ ይገብራ እየን። ርእስታት ስድራ ቤት፡ ስሩዕን ትርጉም ዘለዎን መደብ ኣምልኾ ስድራ ቤት ብምግባር ስድራ ቤቶም ንየሆዋ ኽትዝክሮ ኺሕግዝዋ ይኽእሉ እዮም። (መዝ 22:27) ነታ “እዚ . . . ቓላት ኣብ ልብኻ ይኹን” —ቃለ መጠይቕ ስድራ ቤታት ዘርእስታ ቪድዮ ምስ ረኣኹምዋ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሱ፦

  • ገሊአን ስድራ ቤታት፡ ኣምልኾ ስድራ ቤት ከይገብራ ዚዕንቅፍ ልሙድ ጸገማት ብዓወት ዚሰግራኦ ብኸመይ እየን፧

  • ስሩዕን ትርጉም ዘለዎን መደብ ኣምልኾ ስድራ ቤት እንታይ ዓስቢ ኣለዎ፧

  • ንኣምልኾ ስድራ ቤት ብዚምልከት እንታይ ጸገማት ኣሎኒ፧ ነቲ ጸገም ንምፍታሕከ እንታይ ጻዕሪ እየ ዝገብር፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ