ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ግንቦት ገጽ 6
  • “ንርእስኻ ዓበይቲ ነገራት” ኣይትድለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንርእስኻ ዓበይቲ ነገራት” ኣይትድለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ባሩኽ እሙን ጸሓፊ ኤርምያስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ‘ንርእስኻ ዓብዪ ነገር ኣይትድለ’
    ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ
  • መወዳእታ ቕድሚ ምምጻኡ፡ ድልዱል ዕርክነት ኣማዕብል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • “ከድሕነካስ ኣነ ምሳኻ እየ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ግንቦት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 44-48

“ንርእስኻ ዓበይቲ ነገራት” ኣይትድለ

45:2-5

ባሩኽ ኣብ ቤት ንጉስ ዜገልግል ምሁር ብዓል ስልጣን ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ዋላ እኳ ንየሆዋ የምልኽ፡ ንኤርምያስ ድማ እሙን ኰይኑ ይሕግዞ እንተ ነበረ፡ ሓደ እዋን ግና ሚዛኑ ስሒቱ ነይሩ እዩ። “ዓበይቲ ነገራት” ኪደሊ ጀመረ። እዚ ዓበይቲ ነገራት ድማ ኣብ ቤተ መንግስቲ ዚርከብ ተወሳኺ ኽብሪ ወይ ስጋዊ ሃብቲ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ካብቲ ቐሪቡ ዝነበረ ጥፍኣት የሩሳሌም ምእንቲ ኺድሕን ኣተሓሳስባኡ ኼዐሪ የድልዮ ነበረ።

ባሩኽ ከም ጸሓፊ ኤርምያስ ኬገልግል ከሎ፡ ስጋዊ ሃብትን ተወሳኺ ኽብርን ኪርከብ ይምነ
ኤርምያስ ኪንበ ዝጀመረሉ ዓመት፡ ባሩኽ ንኤርምያስ ኪሕግዝ ዝጀመረሉ ዓመት፡ የሩሳሌም ዝወደቐትሉ ዓመት ዜርኢ ሰሌዳ ግዜ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ