ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 1-4
“ከድሕነካስ ኣነ ምሳኻ እየ”
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
የሆዋ ንኤርምያስ ነብዪ ገይሩ ኪሸሞ ኸሎ፡ ኤርምያስ ከባቢ ወዲ 25 ዓመት ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ነቲ ሓላፍነት ዘይበቅዕ ኰይኑ እኳ እንተ ተሰምዖ፡ የሆዋ ግና ቀጻሊ ሓገዝ ከም ዚገብረሉ ኣረጋገጸሉ።
647
ኤርምያስ ነብዪ ዀይኑ ኼገልግል ተሸመ
607
የሩሳሌም ጠፍአት
580
ተጻሒፋ እተዛዘመትሉ
ኵሉ ዕለት ቅ.ክ.