ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኣሞጽ 1-9
‘ንየሆዋ ድለይዎ እሞ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም’
ንየሆዋ ምድላይ እንታይ ማለት እዩ፧
ብዛዕባኡ ኸየቋረጽና ምስ እንምሃርን ብስርዓታቱ ምስ እንመላለስን ንየሆዋ ንደልዮ ኣሎና ማለት እዩ።
እስራኤላውያን ንየሆዋ ምድላይ ምስ ኣቋረጹ እንታይ ኣጋጢምዎም፧
‘ክፉእ ምጽላእ፡ ጽቡቕ ከኣ ምፍቃር’ ኣቋረጹ
ባህ ኣብ ዜብሎም ነገራት ጥራይ ኣተኰሩ
ንመምርሒ የሆዋ ነጸግዎ
የሆዋ፡ ንዕኡ ኽንደልዮ ዚሕግዝ እንታይ መሰናድዎ እዩ ሂቡና፧