ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሕዳር ገጽ 6
  • ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕን ንጡፍን ኩን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕን ንጡፍን ኩን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክሳዕ መኣዝ ኢዩ ህላወ እኩያት ክቕጽል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • ብየሆዋ ተኣመን እሞ ብህይወት ክትነብር ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ንነብያት ከም ኣርኣያ ጌርኩም ርኣይዎም—ኣንባቆም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ካብ ትንቢት ናሆምን ትንቢት ኣንባቆምን ትንቢት ጸፎንያስን ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሕዳር ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ናሆም 1–ኣንባቆም 3

ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕን ንጡፍን ኩን

ኣን 1:5, 6

እቲ ባቢሎናውያን ኣብ ልዕሊ ይሁዳ ዘውረድዎ ጥፍኣት፡ ኪፍጸም ዘይሕሰብ እዩ ዚመስል ነይሩ። ግብጺ ኣብ ልዕሊ ይሁዳ ብርቱዕ ጽልዋ ነይርዋ እዩ። ከለዳውያን ንግብጻውያን ኣይመልክዎምን እዮም ነይሮም። ብተወሳኺ፡ ብኣረኣእያ ኣይሁድ፡ የሆዋ የሩሳሌምን ቤተ መቕደሳን ኪጠፍኣ ኺፈቅድ ፈጺምካ ዘይሕሰብ እዩ ነይሩ። ኰይኑ ግና፡ እቲ ትንቢት ምፍጻሙ ዘይተረፍ እዩ ነይሩ። ኣንባቆም ድማ ንቑሕን ንጡፍን ኰይኑ ኺጽበ የልድዮ ነበረ።.

ነብዪ ኣንባቆም ብእኩያት ሰባት ተኸቢቡ ኽነሱ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕን ንጡፍን ነበረ

መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ኸም ዝቐረበ ዜእምነኒ እንታይ እዩ፧

ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕን ንጡፍን ኰይነ ኽቕጽል ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ