ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሚልክያስ 1-4 ሓዳርካ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧ 2:13-16 ብግዜ ሚልክያስ፡ ብዙሓት እስራኤላውያን ብጢጥ ቅሚጥ ይፋትሑ ነይሮም። የሆዋ ንኣምልኾ እቶም ንመጻምድቶም ዚጠልሙ ሰባት ኣይቅበሎን እዩ የሆዋ ነቶም ንመጻምድቶም ብኽብሪ ዚሕዙ ሰባት ይባርኾም ኣብ ግዜና፡ ሰብ ሓዳር በዚ ዚስዕብ መገድታት እሙናት ኪዀኑ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ብኣተሓሳስባኦም ብኣዒንቶም ብኣዘራርባኦም