ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሚያዝያ ገጽ 5
  • ብሰንበት ምሕዋይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብሰንበት ምሕዋይ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብሰንበት እንታይ እዩ ተፈቒዱ፧
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
  • ኣብ መዓልቲ ሰንበት ክግበር ግቡእ ዝኸውን እንታይ ኢዩ፧
    ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ
  • ክርስትያናት ሰንበት ኬኽብሩ ይግብኦም ድዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ብሰንበት ሰዊት ቀንጠቡ
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሚያዝያ ገጽ 5
ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ናብ የሱስ ይቐርብ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 3–4

ብሰንበት ምሕዋይ

3:1-5

የሱስ ብመራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ዝጐሃየ ስለምንታይ እዩ፧ ምኽንያቱ፡ ንሰንበት ማእለያ ዘይብሉ ዘይረብሕ ቀይድታት ብምውሳኽ ጾር ከም እትኸውን ገይሮምዋ ነበሩ። ንኣብነት፡ ቍንጪ ምቕታል ክልኩል እዩ ነይሩ። ምሕዋይ ብሕጊ ዚፍቀድ ከኣ፡ ህይወት ኣብ ሓደጋ እንተ ኣትዩ ጥራይ እዩ ነይሩ። እዚ ማለት መስበርቲ ወይ መግመይቲ ብግዜ ሰንበት ምሕካም ኣይከኣልን እዩ ነይሩ። ብንጹር እምበኣር፡ እቶም መራሕቲ ሃይማኖት ነቲ ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ዋላ ሓንቲ ሓልዮት ኣይነበሮምን።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፦

  • ‘ሰባት ከም ሕጊ ዜኽርር ገይሮም ድዮም ዚርእዩኒ ወይስ ከም ርሕሩሕ፧

  • ‘ኣብ ጉባኤ ሓገዝ ዜድልዮ ሰብ ምስ ዝርኢ፡ ንርሕራሐ የሱስ ብዝያዳ ክቐድሖ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

ክልተ ሽማግለታት ብስራሕ ትሕዝቲ ንዝዀነት ሓብትን ንመንእሰይ ውላዳን ጕስነት ይገብሩሎም
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ