ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሚያዝያ ገጽ 7
  • ነቲ ንመምሃሪ ዚኸውን ቀንዲ ናውቲ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ ንመምሃሪ ዚኸውን ቀንዲ ናውቲ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓቂ ምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ንመምሃሪ እንጥቀመሉ ናውቲ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሚያዝያ ገጽ 7

ክርስትያናዊ ህይወት

ነቲ ንመምሃሪ ዚኸውን ቀንዲ ናውቲ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ

መጽሓፍ ቅዱስን ብሮሹርን ተጠቒሙ ንሓደ ሰብኣይ ይምስክረሉ

ወደ መዝሙር ምግባር ልክዕ ሓንቲ ቤት ከም ምህናጽ እዩ። ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ንምህናጽ፡ ነቲ ዘሎና ናውቲ ብኸመይ ከም እንጥቀመሉ ኽንፈልጥ ኣሎና። ብፍላይ ነቲ ቐንዲ ናውትና ዝዀነ ቓል ኣምላኽ ብኸመይ ከም እንጥቀመሉ ኽእለት ከነማዕብል የድልየና። (2ጢሞ 2:15) ብዘይካዚ፡ ነቲ ንመምሃሪ እንጥቀመሉ ቐንዲ ናውቲ ዝዀነ ኻልእ ሕታማትን ቪድዮታትን እውን፡ ደቀ መዛሙርቲ ንምግባር ብኸመይ ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ኽንጥቀመሉ ኸም እንኽእል ክንፈልጥ ኣድላዪ እዩ።a

ነቲ ንመምሃሪ ዚኸውን ቀንዲ ናውቲ ጽቡቕ ጌርካ ኣብ ምጥቃም ምምሕያሽ ከተርኢ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ (1) ሓገዝ ንምርካብ ንሓላው ጕጅለ ኣገልግሎት ወፍርኻ ሕተቶ፡ (2) ተመክሮ ምስ ዘለዎ ኣስፋሒ ወይ ፈላሚ ዕየ፡ (3) ቀጻሊ ዝዀነ ልምምድ ግበር። ነዚ ሕታማት እዝን ንቪድዮታትን ኣብ ምጥቃም ክኢላ ብዝዀንካ መጠን፡ ኣብቲ ሕጂ ዚግበር ዘሎ ዕዮ መንፈሳዊ ህንጸት ሓጐስ ክትረክብ ኢኻ።

መጽሔታት

ግምቢ ዘብዐኛ
ንቕሑ!

ብሮሹራት

ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧
ብስራት ኣምላኽ

መጻሕፍቲ

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ብኸመይ ትጸንዕ፧

ትራክትታት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧
ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧
መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧
ንዓለም ዚቈጻጸራ ዘሎ መን እዩ፧
መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧
ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧
መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧
ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧

ቪድዮታት

መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧
ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧
ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧

ወረቐት ዕድመ

ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ጉባኤ

ካርድታት ኣድራሻ

ካርድ ኣድራሻ

a ካብቲ ንመምሃሪ እንጥቀመሉ ቐንዲ ናውቲ ዘይኰነ ገሊኡ ሕታማት፡ ንእተወሰኑ ሰማዕቲ ኣብ ግምት ብምእታው እዩ ተጻሒፉ። እዚ ድማ ኣድላዪ ኪኸውን ከሎ ኣብ ጥቕሚ ኺውዕል ይኽእል እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ