ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሰነ ገጽ 3
  • የሱስ ትንቢት ፈጺሙ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ ትንቢት ፈጺሙ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብዛዕባ እቲ መሲሕ እተነግረ ትንቢት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንመሲሕ ረኺቦምዎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሰነ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 15-16

የሱስ ትንቢት ፈጺሙ

ነቲ ኣብ ህይወት የሱስ ዘጋጠመ ፍጻመታት ምስቲ እተፈጸመ ትንቢታት ኣዛምዶ

ፍጻመ

  • የሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ ደው ይብል

    ማር 15:3-5

  • ወተሃደራት ንኽዳውንቲ የሱስ ዕጫ ኣውዲቖም ይማቐልዎ

    ማር 15:24

  • የሱስ ኣብ ጕንዲ ተሰቒሉ ኸሎ ብዙሓት ይጸርፍዎ

    ማር 15:29, 30

  • ንየሱስ ካብ ጕንዲ ኣውሪዶም ብቕጭን በፍታ ይገንዝዎ

    ማር 15:43, 46

ትንቢት

  • መዝ 22:7

  • መዝ 22:18

  • ኢሳ 53:7

  • ኢሳ 53:9

እምነትካ ኣደልድል

የሱስ እንታይ ካልእ ትንቢታት እዩ ፈጺሙ፧ (w11 15/8 17፣ bhs ተወሳኺ ሓበሬታ፡ “ብዛዕባ መሲሕ ዚገልጽ ትንቢታት” ዘርእስታ ሰሌዳ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ