ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሰነ ገጽ 2
  • ኣስኣሰር ክርስቶስ ስዓብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣስኣሰር ክርስቶስ ስዓብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መስጐጕቲ እናሃለወ ኽነሱ ተሓጐስ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • “ነቲ . . . እተጻወረ ኣስተብህሉሉ”
    “ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን”
  • መከራ ብምዕጋስ ክንጥቀም ንኽእል ኢና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • መስጐጕቲ ኽትጻወር ትኽእል ኢኻ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሰነ ገጽ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣስኣሰር ክርስቶስ ስዓብ

የሱስ፡ ብፍላይ ፈተናታት ወይ መስጐጕቲ ኼጋጥመና ኸሎ ኽንስዕቦ ዘሎና ኣብነት ሓዲጉልና እዩ። (1ጴጥ 2:21-23) የሱስ ኪጽረፍን መከራ ኺወርዶን ከሎ እውን ከይተረፈ ሕነ ኣይፈደየን። (ማር 15:29-32) ኪጻወር ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧ ፍቓድ የሆዋ ኺፍጽም ቈሪጹ ስለ ዝነበረ እዩ። (ዮሃ 6:38) ብዘይካዚ፡ ኣብቲ “ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ሓጐስ” ኣተኲሩ ነበረ።—እብ 12:2።

ብምኽንያት እምነትና ምስ እንግፋዕ፡ እንታይ ዓይነት ምላሽ ኢና ኽንህብ ዘሎና፧ ናይ ሓቂ ክርስትያናት፡ ‘ክፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ኣይፈድዩን’ እዮም። (ሮሜ 12:14, 17) ነቲ ክርስቶስ መከራ እተጻወረሉ መገዲ እንተ ቐዲሕናዮ ኽንሕጐስ ንኽእል ኢና፣ ከመይሲ፡ ሞገስ ኣምላኽ ኣሎና።—ማቴ 5:10-12፣ 1ጴጥ 4:12-14።

ነታ ስም የሆዋ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ሓብትና ገርትሩት ፖይትሲንገር ንበይና ኣብ ሓንቲ ኽፍሊ ተኣሲራ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ንግዜኣ ብጥበብ እተጠቐመትሉ ብኸመይ እያ፧

  • ሓውና ማርቲን ፖይትሲንገርን ሓብትና ገርትሩት ፖይትሲንገርን ኣብ እተፈላለየ መዳጐኒ ደምበታት ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ከመይ ዝበለ መከራ እዮም ተጻዊሮም፧

  • ኪጻወሩ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧

ኣንስቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናዚ ኸቢድ ዕዮ ይዓይያ፣ ሓውና ማርቲን ፖይትሲንገርን ሓብትና ገርትሩት ፖይትሲንገርን

መከራ ኼጋጥመካ ኸሎ፡ ኣስኣሰር ክርስቶስ ስዓብ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ