ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 14-16 ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ 15:11-32 ካብቲ ምሳልያዊ ዛንታ እንረኽቦ ገለ ትምህርትታት። ኣብ ትሕቲ እቲ ፈቃር ሰማያዊ ኣቦና ብምዃን ምስ ህዝቢ ኣምላኽ ዕቝባ ምርካብ ጥበብ እዩ ካብ መገዲ ኣምላኽ እንተ ኣልጊስና፡ የሆዋ ብፍታው ይቕረ ኸም ዚብለልና ብምትእምማን ብትሕትና ናብኡ ኽንምለስ ኣሎና ነቶም ተነሲሖም ናብ ጉባኤ ዚምለሱ ጽቡቕ ኣቀባብላ ብምግባር ንየሆዋ ኽንመስሎ ኣሎና