ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 21-22 ‘ድሕነትኩም ቀሪቡ እዩ’ 21:25-28 የሱስ ድሕሪ ሓጺር እዋን ከም ፈጻሚ ፍርድን ከም መድሓንን ኰይኑ ኺመጽእ እዩ። ድሕነትና ዜተኣማምን ምእንቲ ኪኸውን ብመንፈሳዊ መዳይ ድሉዋት ክንከውን ኣሎና።