ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 21-22
ንህይወት ከምቲ የሆዋ ዚርእያ ጌርካ ርኣያ
የሆዋ ንህይወት ኣኽቢሩ እዩ ዚርእያ። ንሕናኸ ኸምቲ ናቱ ኣረኣእያ ኺህልወና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧
ንኣገልግሎት ዘሎና ቕንኣት ከም ዚጐሃሃር ብምግባር።—1ቈረ 9:22, 23፣ 2ጴጥ 3:9
ብዛዕባ ድሕንነት ግቡእ ኣረኣእያ ብምምዕባል።—ምሳ 22:3
ንህይወት ኣኽብሮት ምርኣይን ካብ ዕዳ ደም ናጻ ምዃንን ብኸመይ ይተኣሳሰር፧